ምስማዕ
ነንሓድሕካ ምስማዕ፡
- ናይ ነንሓድሕድካ ምልላይ፣ ሓልዮትን ምርድዳእን መጀመርታ እዩ
- ኣብ መናብርትኻ ዝኾነ ብጻይካ ምትእምማን ናይ ምምዕባል መጀመርታ እዩ
- ምስ ነንሓድሕካ ብኣካል ንምርኻብ መጀመርታ እዩ
እንተኾነ ግን እንተድኣ ናይ ነንሓድሕድካ ቋንቋ ዘይትዛረብ ኮይንካ፣ ነዚ ብኸመይ ትገብሮ?
- ብዙሓት ስደተኛታት ናይ እንግሊዝኛ ቃላት ይፈልጡ እዮም
- መዝገበ-ቃላት ምሳኻ ተማላእ፣ ከምኡ እውን ብሓንሳብ ጀምር
- ከምኡ እውን፡ ብኣእዳውን ብኣእጋርን ብምልክት ምዝራብ ሰባት ኣብ ምሉእ ዓለም ዝገብርዎ እዩ፣ እዚ ነቲ ዝርርብ መሳጢን ትምህርቲ መሃርን ይገብሮ፣ ሓደ ሓደ ግዜ እውን ሰሓቕ ወዃዕታ ይህበና!
- ምትእምማን ንምህናጽ፣ ሰሓቕ ሓደ ደስ ዝብል ምንጪ እዩ